Gere emun part 70 ገሬ እሙን ክፋል 70

  • Publisert Måned siden

    ገሬ እሙን Gere Emun Entertainment

    Runtime: 19:21

    እንቋዕ ብደሓን መጻእኩም
    ገሬ እሙን ኢንተርተይመንት መዘናግዕን መምሃራይ ዝኾነ መደባት ብምድላው ዝቐርበሉ ቻነል ኢዩ። ሳብስክራይብ ብምግባር ናይ ወትሩ ተኸታተልትና ክትክኮኑ ንምነ። የቐንየልና!
    Welcome back to Gere emun Entertainment NOsection Channel in Tigrinya Language. We Recommend you to SUBSCRIBE us to get the most updated videos. Thank you!

Bsrat Kiros
Bsrat Kiros

ገሬ ዝናገሮ ኩሉ ሸምጣጥ ን ፍርቂ ክልል ጠቅላይ ሚኒስተር ፈንቀል እዩ።ክክክ

Måned siden
Uyt Jgn
Uyt Jgn

mikirat deky tgray

Måned siden
Abraham Yayenu
Abraham Yayenu

በርቱዑ

Måned siden
46 VINE
46 VINE

Subscribe our vine https://youtu.be/TIi3GUFpbmk

Måned siden
AaRON Girmay
AaRON Girmay

ሎሞስ ትእሰራ ኢኽን ክክክክክ ና ልበይ ተናጊርኹም ህወሓተይ 😂😂😂

Måned siden
ትግራይ ፍቕሪ Tigray love ትግራየይ
ትግራይ ፍቕሪ Tigray love ትግራየይ

ንምታይ ኢኹም 2020 ኢልኩም መሊእኽምዎ? 2013 እኮ ኢና ዘለና፣ ወይስ መልክዕኹም ቀይርኩም ተጋሩ ኣይኮንኩምን ሓበሻ እ? ወይስ ፃዓዱ ኢኹም ኣብ ወፃኢ ትነብሩ ናይ ፃዕዱ ካልቸር ዝሓዝኩም? ወይስ ናይ ኢትዮጲያ ካልቸር እዩ ዘለኩም ማንነትኩም ናይ ፈረንጅ ካልቸር ትኽተሉ ኢኹም ትመስሉ፣ ናትና ዓመተ ምህረት ቐይርክምዎ በጃኹም ኣርምዎ ብስርዓት ተጓዓዙ

Måned siden
ትግራይ ፍቕሪ Tigray love ትግራየይ
ትግራይ ፍቕሪ Tigray love ትግራየይ

ሕብረተሰብና ኣብ ከምዙይ ዓይነት ፊልምታት ንዝሰርሑ ብምሕጋዝ ብዙሕ ኣይሕግዙን ገና ኣይነቕሑን ድማ ገና ኣይሃፍተመን ሕብረተሰብና፣ ክሕግዝ ዘለዎ ብህዝቢ ዘንድ ግን ኩላትና ኢና ክንቕስቕሶ ዘለና ንህዝብና ብፍላይ ሰብ ሃፍቲ፣እቲ ህዝቢ እውን ነቲ ዝተሰረሐ ፊልሚ ከፊሉ ክሪኢ ኣለዎ። ፊልሚ ዝለማመዱ ተዋሳእቲ ፈላማ ኣብ ንኡሽተይ ሕስር ዝበለ ሼርንግ ገዛ ክከራይሎም ኣለዎም ኩሎም ኣብ ሓደ ፎቕ ናይንባዕሎም ሩም መደቀሲ ክዋሃቦም ኣለዎም ክሻዕ ዓርሶም ንምክራይ ዝኽእሉን ክሻዕ ንኡሽተይ ዝልወጡን ብናፃ ገዛ ኽራይ ሓንቲ መደቀሲ ሩም ክካረይሎም ኣለዎም፣ እቲ ኻልኣይ ድማ ሜካባት ክዳውንቲ መስርሒ ፍልሚ ተገዚኡ ክዋሃቦም ኣለዎ፣ ዘድልዮም ነገር ክማለአሎም ኣለዎ፣ ካብኡ እቲ ሳልሳይ ድማ ኩሉ እቲ ህዝቢ ትግራይ ኣብ ደገን ኣብ ውሽጥን ዘሎ ህዝቢ ወርሒ ወርሒ ብዓቕሙ ንኡሽተይ እናዋፀአ ነቲ ፍልሚ ዘስርሕን ንቶም ተዋሳእትን ክዋሃቦም ዘንድ ምግባር ንዝኽነ ነገር ይጠቕሞም ሓገዝ ይኾኖም፣ብዝተረፈ እቲ ሓዱሽ ፍልሚ ምስተሰርሐ ድማ ፈለማ ብስኒማ እናተኸፈለ ክረአ ዘንድ ምግባር ክሻዕ ሓደ ዓመት እናተኸፈለ ይረአ ብስኒማ ፣ ካብኡ ብኦላይን ክልቀቕ ምግባር ብንኡሽተይ ክፍያ ንዝተወሰነ ኣዋርሕ ካብኡ ብናፃ ብዘይ ክፍሊት ምልቓቔ ይግበር፣ ከምዚ እዩ ዝኽየድ ቢዝነስ ንሓሪፍ ምሉእ ፊልሚ። ን ተኸታታሊ ድራማ ድማ ብኑኡሽተይ ወር